ዩ ኤን ን ገንዘባዊ ሓገዛት ከም መድሓኒን ሓገዝን ኣገልግሎትን ንቶም ኣዝዮም ዱኹማት ሰባት ተጥቀመሉ። ገንዘባዊ ሓጋዛት ንተፈናቐልቲ ዝተፈላለየ ጸጋማቶም ክሽፍኑ ይጠቅሞም፣ ማይን ምግብን መምበርን ጥዕናዊ ሓገዛት ዝርከቦም፣ ከምኡ ውን እቶት ዝረኽቡሉ ዕዮ ክምስሪቱ ይጠቅሞም፣
ንዛ ኣብ ታሕቲ ተጠቒሳ ዘላ መልእኽቲ ዝተቀበሉ ስደትኛታትን ሓተትቲ ዑቕባን ዩ ኤን ንገንዘባዊ ሓገዛቶም ንምቅባል ናብ ዝቀረበ ፖስጣ ኦፊስ ኸይዶም ብናይ ዓይኒ ስካን ክቅበሉዎ ተታባብዖም፣
እታ መልእኽቲ ክምዚ ተመስል፣ “ካብ ግብጻዊ ፖስጣ ኦፊስ ብናይ ዓይኒ ስካን ገንዘባዊ ሓገዝ ክትቅበል/ሊ እኻ/ኺ”
ናይ ዓይኒ ስካን ዝርከበን ቤት ጽሕፈታት ፖስጣ ኦፊስ
- ኦክቶበር፣ ሑሰሪ፣ መጀምእዕ ኣገልግሎት፣ ኣልሓይ ኣልሳበዕ፣ ኣልሙታመይዝ፣ ኣልሓይ ኣልሳድስ፣ ኣልሓይ ኣልሳልስ፣ ኣልሓይ ኣልኣወል፣ ዛይድ፣ ቀንዲ ቤት ጽሕፈት ፖስጣ ኦፊስ ኦክቶበር
- ኣልጂዛ፣ ኣርደልዋ፣ ከፈር ጡሁርምስ፣ ማዲነት ኣልኣውቃፍ፣ ቀንዲ ቤት ጽሕፈት ፖስጣ ኦፊስ ኣልሃረም፣ ኣልመልካ፣ ኣልሙሃንዲሲን፣ ቤት ጽሕፈት ፖስጣ ኦፊስ ኣልጂዛ ኣልኣወል።
- ወስጣልበለድ/ማእከል ከታማ፣ ቀንዲ ቤት ጽሕፈት ፖስጣ ኦፊስ ካይሮ።
- ደቡብ ካይሮ፣ ኣልማዓዲ
- ምብራቅ ካይሮ፣ ዔን ሸምስ፣ ዛህራእ ዔን ሸምስ፣ ኣልሻሂድ ዓብዱልሙንዕም ሪያድ፣ ሻርቅ ኣልቁባ፣ ኣልኑዝሃ ኣልጃዲዳ፣ ኣልሓይ ኣልሳምን፣ ኣልሓይ ኣልዓሽር፣ ኣልመሽሩዕ ኣልስዌስሪ.
- ኣልቃጣምያ፣ እስካን ኣልሻባብ፣ ኣልዑቡር፣ ቤት ጽሕፈት ፖስጣ ኦፊስ ማዲነት ኣልዑቡር፣ ኣልተጀሙዕ ኣልኣወል፣ ማዲንቲ፣ ጃምዕየት ዑራቢ፣ ኣልዓሽር ምን ሮማዳን፣ ኣልምጃውራ ኣልሳዲሳ፣ ኣልምጃውራ ኣልሳልሳ ወልሳላሱን፣ ኣልምጃውራ ኣልታስዓ፣ ኣልምጃውራ ኣልራብዓ ዋ ኣርባዑን።
- ኣሌክሰንዳሪያ፣ ኣልሙንድራ፣ ኣልሙንተዛህ፣ ማዲነት ፋይሰል፣ ቀንዲ ቤት ጽሕፈት ፖስጣ ኦፊስ ኣሌክሰንዳሪያ፣ ኣልንቅራሺ፣ ኣልሰራይ፣ ዓረብ ታወር፣ ኣልዓጀሚ ቢጣሽ፣ ሓዲሽ ዓረብ ታወር፣ ኣልሃኖፊል፣ ኦልድ ዓረብ ታወር፣ ኣል ማንጥቃ ኣልሑራ/ ፍሪ ዞን።
- ኣልደቅሃልያ፣ ጀምሳ
- ኣልማኑፍያ፣ ማዲነት ኣልሳዳት