ኣገልግሎት ዕቑባ/ሕማያ
ኣብ ጾታዊ ዓመጽ ዝተሞርኮሰ ህጹጽ ሓደጋ
መስመር ህጹጽ ሓደጋ (ምሉእ ማዓልቲ) 01117083502
ንቆጸራ ናብ መስመር ቴሌፎን፡ 01012159162ን 01111483267ን ደውሉ።
ኣድራሻ፡ ህንጻ ቁጽሪ 2 ጎደና 161 ማዓዲ
ኣገልግሎት ጥዕና
ክሊኒካት ጥዕና
መስመር ህጹጽ ሓደጋ (ምሉእ ማዓልቲ) 01117083502
ስነኣእምራዊን ማሕበራውን ኣገልግሎት
ኣገልግሎት ኣእሚራዊ ጥዕና
መስመር ህጹጽ ሓደጋ፡ 01117083502