ምሳና ተራኸብ

ዓባይ ካይሮን ካልእ ኣውራጃታት

መስመር ሓገዛት፡
0227390400

ግዜ ስራሕ፡
ካብ ሰንበት ክሳብ ሮቡዕ፡ ካብ 8፡15 ክሳብ 15፡00
ሓሙስ፡ 8፡15 ክሳብ 12፡00

ብኢመይል ጌርኩም ውን ምስ ዩ ኤን ክትራኸቡ ትኽእሉ ኣብ ዚአን ዝስዕባ ኢሜላት፡

ኣገልግሎት ድሕነት ቆልዑ፡ [email protected]

ኣገልግሎት ድሕነትን ምቕባልን ምኽርን፡ [email protected]

ኣልእስከንደሪያን ኣብ ገማግም ባሕሪ ዝርከባ ኣውራጃታት.

መስመር ሓገዛት፡
0225990800

ግዜ ስራሕ፡
ካብ ሰንበት ክሳብ ሮቡዕ፡ ካብ 08:15 ክሳብ 15፡00

ሓሙስ 08:15 ክሳብ 12፡00

ብኢመይል ጌርኩም ውን ምስ ዩ ኤን ክትራኸቡ ትኽእሉ ኣብ ዚአን ዝስዕባ ኢሜላት፡

ኣብ ጾታ ዘተኮረ ጾታዊ ዓመጽ ኣገልግሎት፡ [email protected]

ኣገልግሎት ድሕነት ቆልዑ፡ [email protected]

ኣገልግሎት ድሕነትን ምቕባልን ምኽርን፡ [email protected]