እንቃዕ ብደሓን መጸእኩም

UNHCR Egypt - Help for refugees and asylum-seekers

ምእንቲ ን ኣብ ግብጺ ዝርከቡ ስደተኛታትን ዑቕባ ዝደልዩ ስባትን ዩ ኤን ንዚ መርበብ መስሪታ. ኢቲ መርበብ ንዘን ዝስዕባ ሕቶታት መልስን ሓበረታን የዳሉ።
• ኣገባብ ምዝገባ ኣብ ዩ ኤን?
• ኣገባብ ምውጻእ እቃማ (ናይ መንበሪ ፋቃድ ወረቐት) ኣብ ግብጺ?
• ናይ ገንዘብ ሓጋዛትን፣ ብመን ክትድውል ትኽእል ኻኣ ሕቶ ወይ ጠለብ ምስ ዝህልወካን
• ወሳኒነት ውጽኢት ሲደትን ኣጋባብ ኣካያይዳ ኢቲ መስረሕ
• ኣገልግሎት ድሕነት ቖልዑን፣ ምክልኻል ኣንጻር ናይ ጀንደር ዓመጽን፣ ማእሰርትን
• መን ኢዮም ማሻርኽትና፣ እንታይ ዓይነት ኣገግሎት ኻኣ ይህቡ?
• ን ዝያዳ ሓበሬታ ክትድውሉልና ወይ ኢመይል ክትሰዱልና ትኽእሉ።
• ብኽብረትኩም ንዝያዳ ሓበሬታ ንዘን ኣብ የማን ዝርከባ ትሕዝቶ ተዓዘቡ።

ዩ.ኤን.ኤች.ሲ.ኣር ግብጺ፡ ንሓድሽ ምዝገባ ናይ ምምስራሕ ዓቕሚ ንምስፋሕን ሓፈሻዊ ናይ ምጽባይ ግዜ ንምቕናስን፡ ናይ ምዝገባ ናይ ስራሕ ሰዓታቱ፡ ኣብ ዓርብታት ከምኡ’ውን ካብ 12 ግንቦት ክሳብ 23 ሰነ ኣብ ቤት ጽሕፈት ዩ.ኤን.ኤች.ሲ.ኣር ናይ 6 ኦክቶበር ተወሳኺ ሰዓታት ክናወሕ ምዃኑ ይሕብር።  ኩሎም ዝምልከቶም ሰባት፡ ቆጸርኦም ብተሌፎን ወይ ብናይ ኤስ.ኤም.ኤስ መልእኽቲ ክሕበሩ እዮም።
ብኽብረትኩም፡ ናብ ቤት ጽሕፈት ክኣትዉ ዝኽእሉ፡ ቆጸራ ዝተገብረሎም ኣመልከትቲ ጥራይ ምዃኖም ኣስተብህሉ።


ሓበሬታ ዝህቡ ንዋት፤

 

                                                                       

ኣብ ዓባይ ካይሮ ንዝርከቡ ስደተኛታት & ሓተቲ ዑቕባ ዝወሃብ ኣገልግሎት                ን ምስ ቤተሰቦም ዘይኣለዉ ውይ ካብ ስድራኦም ዝተፈልዩ ቖልዑ ዝዋሀብ ኣገልግሎት 

ናይ UNHCR ናይ ገንዘብ ሓገዝ