18/05/2020 ብዛዕባ ኮሮና ቫይረስ-ብናይ ህጻናት ምስልታት ዝተዳለዉ ስእልታት ብዛዕባ ኮሮና ቫይረስ-ብናይ ህጻናት ምስልታት ብመንእሰይ ስደተኛ ዝተዳለዉ ስእልታት
30/04/2020 ዝርገሐ ሓበሬታ ኣብመንጎ መዘናታት፤ ንኮሮና ቫይረስ ንምቅላስ ዝርገሐ ሓበሬታ ኣብመንጎ መዘናታት ንምህናጽ ፤ጸለውቲ ዝተባህሉ ዲያስፖራ ኤርታራዊያን ሓበሬታ ብዛዕባ ኮሮና ቫይረስ የዳልዉን ይዝርግሑ። እዚ ከኣ ቤላ ቤሎ ሓበሬታትን ንምግታእን ኣገደስቲ ሓበሬታት ንምዝርጋሕ ዝዓቀነዩ።
29/04/2020 ጎስጋስ ዝርገሐ ኮሮና ቫይረስ ብሕብረተሰብ ስደተኛታት ኣብ ሱዳን። ኣብ መዓስከር ሸገራይብ ዝመደበሩ ስርዓተ ምሕደራ ሕብረተሰብ ስደተኛታት፡ብወለንታውያንን ካልኦት ጉጅለ ሕብረተሰብን ዝቆመ ብምሉእ ሓይሉ ተጸሚዱ ፡ብዛዕባ ምስፍሕፋሕ ኮቪዲ-19ን ኣገባብ ምኽልኻሉን ይሰርሕ ኣሎ።
18/04/2020 ኣብ UNHCR ንሓገዝ ንጥቀመሎም ቴሌፎን ቁጽርታት (Helpline) ኣብዚ እዋን UNHCR ዝተፈላለዩ ኣገልግሎታት ዝህበሉ እዋናዊ ህጹጽ መስመር (Helpline) ከፊቱ'ሎ።
10/04/2020 ምጥርናፍ ስድራቤት ብዛዕባ ምጥርናፍ ስድራቤት ሕቶታት ኣለኩም ዲዩ? መስርሕ ምጥርናፍ ስድራቤት ክትጅምሩ ምስትደልዩ ናብ ኣብ ታሕቲ ዝርከባ ኢሜል ኣድራሻ ሕቶታትኩም ስደዱ።
20/11/2019 ስታርኣፖ ዊዝኣውት ቦርደር (Startups Without Borders)-ግብጺ ጉጅለ ምዝንታው ሓቀኛ ታሪኽ ምስ ስታር-ኣፖ ዊዝኣውት ቦርደር (Startups Without Borders) ሓባራዊ ኣኼባ ኣብ ግብጺ ብ2019 ኣካይዱ። ስደተኛታት ነብሶም ዝኽእሉሉን ሓደስቲ ወፍሪ ክምስርቱሉ ዝኽእሉሉ ኩነታት ኣዘንትዮም።
20/11/2019 ምዝንታው ሓቀኛ ታሪኽ- ኣልጉና (El Gouna) ፊልም ፌስቲቫል ጉጅለ ምዝንታው ሓቀኛ ታሪኽ፤ ኣብ ኣል ጉና (El Gouna) ፊልም ፌስቲቫል፤ ካብ 19-27 መስከረም ኣብ ሳልሳይ ሕታም ምርኢት ኣብ ግብጺ ተሳቲፎም።