እዚ ገጣሚ ቆልዓ “ም”ሳጓኡ ስነጥበባዊ፥ ካብ ኤርትራ “ፍትሕን ናጽነትን ከናድ’የ “ኢሉ ወጺኡ። ግጥምታቱ ከኣ ነዚ መልክዕ ናይ ሂወቱ ምስክሩ እዩ።
ኤውሮጳዊ ትካል ተሓጋገዝቲ ሓተቲ ዑቅባ (EASO) ቅድሚ ሰለስተ መዓልቲ ካብ ዓዲ ጣልያን ናብ ጀርመን ምግዓዙ ቃለ መሕትት ሂቡ።
ናይ’ዚ ቆልዓ ሕቀኛ ዛንታኡ መንእሰያት ኣብ ዓለም ተመሳሳሊ ሕልምን ባህግን ከምዘለዎም’ዩ ዘርእይ።
ዛንትኡ ይስዕብ ንስመዓዮ።
ዕለተ ቃለመሕትት: 11 August 2017 | መወዳእታ ዝተዓረየሉ: 30 October 2018 |