Search

ታሪኽካ ንገር

ተመኵሮ ስደት ካብ ሶማልያን ኤርትራን ኣለኩም’ዶ? ንኸተካፍሉና ብሃንቀውታ ንጽበ።

ዛንታኹም ንኽተካፍሉና ምስ እትደልዩ፡ በዚ ዝስዕብ ኣድራሻ ለኣኹልና፤

ወይ ድማ ኣብ’ዚ ንዝርከብ ቅጺ ምልእዎ።

ብመልክዕ ዎርድ ደኲመንት፡ ናይ ድምጺ ፍይል፡ ወይ ቪድዮ ክትልእኩልና ትኽእሉ። ዝለኣኹ ትሕዝቶታት ክንጥቀመሉ እንተዀይና፡ ነቲ ዝተሓተ ረቛሒ ከማልእ ይግባእ።